Layout A (with pagination)

ጽርግያ ተሰነይ-ኦምሓጀር ናብ ቅጥራን ንምምዕባል ይስራሓሉ

ጽርግያ ተሰነይ-ኦምሓጀር ናብ ቅጥራን ንምምዕባል ይስራሓሉ

ጽርግያ ተሰነይ-ኦምሓጀር፡ ናብ ደረጃ ቅጥራን ንምምዕባሉ፡ ብሃገራዊ ኩባንያ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት – ስራሕ ከም እተጀመረ፡ ኣብ’ቲ ኩባንያ ሓላፊ ፕሮጀክት ዞባ ጋሽባርካ ኣቶ ያቆብ ወልደሃይማኖት ሓቢሩ። እቲ ኩባንያ፡ ኣብ’ዚ 110 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያ፡ ካብ 2017 ጀሚሩ ብክራማት ንዝተባላሸወ ክፋላቱ ክጽግን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መፋርቕ 2019 ነቲ ስራሕ ናይ መወዳእታ መልክዑ ንምትሓዝ – ብምሉእ ዓቕሚ ተበጊሱ ከምዘሎ፡ ኣቶ...

Read More

Login

Categories