Layout A (with pagination)

ጋሽ-ባርካ – ጥዕናዊ ጐስጓሳት መዛኑ ውጽኢት ኣርእዩ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብመንገዲ ትምህርቲ መዛኑ ዝሳለጥ ዘሎ ጥዕናዊ ጐስጓሳት፡ ኣብ ምክልኻል ሕማማት ብሓፈሻ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣብ ምቁጽጻር ድማ ብፍላይ – እወታዊ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ብ2 ጥሪ ኣብ ዝተገብረ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ብመንገዲ ኣብያተጽሕፈት ሃማደኤ፡ ሃማመተኤ፡ ሃኮሰኤ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ከምኡ’ውን ሚኒስትሪታት ቱሪዝምን ትምህርትን ዝተሳለጠ ንጥፈታት ትምህርቲ መዛኑን፡ ዝተረኽበ ውጽኢትን...

Read More

ሃማመተኤ፡ ኣብ መድረኻዊ ተልእኾ ፖለቲካን ልምዓትን ከምዘድህብ ገሊጹ

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ፡ ኣብ 2020 ኣብ መድረኻዊ ተልእኾ ፖለቲካን ልምዓትን ኣተኲሩ ክሰርሕ ምዃኑ፡ ብ4ን 5ን ጥሪ ኣብ ሳዋ ኣብ ዘቃነዖ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ’ዚ፡ ኣብ 2019 ኣብ ምሕያል ብቕዓት መንእሰያት ኣተኲሩ ዝተሰላሰለ ስርሓትን ዝተራእየ ድኽመታትን ዝተገምገመሉ – ብደረጃ ሃገር ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ናይ 2020 ውጥን ስራሕ እውን ተሓንጺጹ። ኣብ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ፖለቲካውን ማሕበረ-ቁጠባውን ንቕሓት መንእሰያት ኣብ...

Read More
Video

ዘተ ስፖርት – ሰደቃ ቴንስ ኤርትራ – Eritrean Table Tennis Competition – ERi-TV, Eritrea

ERi-TV, Eritrea – Sports – ሰደቃ ቴንስ – ዕላል ምስ መምህር ስምኦን የማነ ሓላፊ ውድድርን ስነስርዓትን ኢንጅኔር ኣሕመዲን መሓመድ ሓጎስ ሓላፊ ዳንነት ሃገራዊ ፈደሬሽን ስደቃ ቴንስ ኤርትራShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)

Read More

Login

Categories