Latest videos

ከረን – ገስጋስን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ተገምጊሙ

“ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ርብዒ ዘመን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ደቂ- ኣንስትዮ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ዘመዝገባኦ ዓወታት፡ ዘጋጠመን ብድሆታትን ዝተራእየ ድኽመታትን ዝግምግም ዋዕላ፡ ብ16 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ልዕሊ...

ባጽዕ – ኣብ ምሕያል ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተዘትዩ

ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ባጽዕን ወከልቲ ነበርቲ’ታ ከተማን፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምድንፋዕ ክካየድ ኣብ ዘለዎ ንጥፈታት ዘትዮም። ኣብ ምግራብ፡ ጽሬት ከተማን ኣገልግሎት መጓዓዝያን – ዘጋጥም ዘሎ ጸገማት፡ ከምኡ’ውን ምህናጽ ዘይሕጋዊ ኣባይትን ሳዕቤናቱን፡...

ኣብ ልዕሊ ኣብረስቲ ኣግራብ ‘ቀጻዒ ስጉምቲ’ ክውሰድ ይሕተት

በዓል-መዚ ምቊጽጻር ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ዝካየድ ጻዕሪ ኣድማዕነት ክህልዎ፡ ተራ ህዝቢ በብከባቢኡ ክዓዝዝ ጸዊዑ። እቲ በዓል-መዚ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፡ ጸልማት ጉልባብ ብምግባር፡ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ንዝነጥፋ ኣውቶቡሳትን...

ማእከል – ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻምናይ ክፍሊ ተገምጊሙ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ንምብራኽ ዝያዳ ጻዕርታት ከምዘድሊ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመተ-ትምህርቲ ውጽኢት ንምግምጋም ብ16 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ሓላፊ መሰረታዊ ትምህርቲ መምህር መስፍን...

እምኒ-ሓይሊ፡ ምጥፋእ መሃይምነት ገስጋስ የርኢ

ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ መሃይምነት ከጥፍኡ ካብ ዝተመዝገቡ፡ 98 ሚእታዊት ትምህርቶም ብግቡእ ከም ዝዛዘሙ፡ እዚ ድማ ንጽቡቕ ገስጋስ ናይ’ቲ መደብ ዘርኢ ምዃኑ ተገምጊሙ። ብ14 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር...

Login

Categories