Latest videos

ተሰነይ – ቀረብ ማይ ንምውሓስ ጻዕርታት ይቕጽል

ነበርቲ ከተማ ተሰነይ፡ ኣብ 2011 ዝተተግበረ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝፈጠሮ መስተርሆት ቀጻልነት ንኽህልዎ፡ ካብኣቶም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ብስእነት ማይ ዝሻቐልዎ ዝነበሩ ከቢድ እዋን ብምዝካር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መሰረታዊ ፍታሕ ብምርካቡ፡...

ግዳያት ፊስቱላ፡ ናውቲ ጽሬትን ክዳውንትን ተሓጊዘን

ኮሚተታት ልምዓትን መኸተን ምምሕዳራት ከባቢን ውዳበ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ንኡስ ዞባ ከረን፡ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ንዝእለያ ዘለዋ ግዳያት ፊስቱላ፡ ኣስታት 80 ሽሕ ናቕፋ ዝግመት ናውቲ ጽሬትን ክዳውንትን ኣበርኪቶም። ክኢላ ሕክምና ማህጸንን ፊስቱላን...

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፡ ጥዕናዊ ንቕሓት ዘበርኽ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና፡ ንተመሃሮ ከምኡ’ውን ንወነንትን ሰራሕተኛታትን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ጠንቅታት፡ ሳዕቤናትን ኣገባባት ምክልኻልን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣብ ኣስመራ – ቤት-ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ኢሳቕ...

ሃማደኤ ዞባ ዓንሰባ ሓድሽ መደባት ስራሕ ሓንጺጹ

ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ 2017 ንዘሰላሰሎም ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ናይ 2018 ውጥን ስራሕ ሓንጺጹ። ኣብ’ቲ ካብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ዝተወከላ ኣባላት ዝተረኽባሉ ኣኼባ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ውዳበ ደሓን ዝኾነ ንጥፈታት ከምእተኻየደ ክግለጽ እንከሎ፡ ውዳበታት...

Login

Categories