ERi-TV Tigre News for November 18, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት፡ ውህደት ዓቕሚታትን ጸጋታትን ልዑል ኣድህቦ ክወሃቦ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን፡ ኣብ ኣፍዓበት ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ስራሕ ኣገንዚቡ። “ጸጋታትካ ብግቡእ ምፍላጥ፡ ምውዳብን ብውሕልነት...
ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ንዝተዋደዱ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታት መሪቖም። እቲ ብ15 ሕዳር ዝተመረቐ ፕሮጀክትታት፡ ዲጋ ባሸሪ፡ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ – ምምሕዳራት ከባቢ ኣዩመን፡ ፈረርን ዓሳጋላን፡ ተጠቃምነት ኣብ ትካላት ጥዕና ዘተባብዕ ዕብየት ከም ዘመዝገበ፡ ሓላፊ መደበር ጥዕና ኣዩመን ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ መሓመድ ሓቢሩ። ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ፡ እቲ ዝህብዎ ኣገልግሎት ኣብታ መደበር...
ማሕበር ወነንቲ ኣውቶቡሳት ‘ዓወት’፡ ወርሓዊ ንኣስታት ርብዒ ሚልዮን ህዝቢ ኣገልግሎት መጓዓዝያ እናሃበ፡ ጸገም መጓዓዝያ ኣብ ምቅላል ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ መብራህቱ ነገደ ሓቢሩ። ኣቶ መብራህቱ፡ ካብ 20 ክሳብ 62 መናብር ዘለወን 656...
ክወሃብ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ብዓይነት ንምድርዑ መድረኽ ዝጠልቦ እዋናዊ ጉዳይ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶምን ሓላፊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ምርምርን ዶክተር ሃይለ ምሕጹንን፡ ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ-መሕትት ገሊጾም። ሚኒስተር ሰመረ...