ብኣስታት 17 ሚልዮን ናቕፋ ሓደስቲ ክፍልታት ዝተወሰኸላን መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረላን ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ- ሓሙስ – ኣስመራ፡ ምሉእ ኣገልግሎት ንምሃብ ድሉውቲ ኰይና። ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፍሊጶስ...
Latest videos
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 2, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ተማሃሮ፡ ኣካዳሚያውን ሞያውን ብቕዓቶም ብምምዕባል፡ ራኢ ብልጽግቲ ኤርትራ ንምስማር ድርኺት ክፈጥሩ ሃማመተኤ ጨንፈር ዞባ ደቡብ ምስ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ 10 ንኡሳን ዞባታት – ደቡብ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ መንእሰይ...
ነበርቲ ከተማ ተሰነይ፡ ኣብ 2011 ዝተተግበረ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝፈጠሮ መስተርሆት ቀጻልነት ንኽህልዎ፡ ካብኣቶም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ብስእነት ማይ ዝሻቐልዎ ዝነበሩ ከቢድ እዋን ብምዝካር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መሰረታዊ ፍታሕ ብምርካቡ፡...
ኮሚተታት ልምዓትን መኸተን ምምሕዳራት ከባቢን ውዳበ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ንኡስ ዞባ ከረን፡ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ንዝእለያ ዘለዋ ግዳያት ፊስቱላ፡ ኣስታት 80 ሽሕ ናቕፋ ዝግመት ናውቲ ጽሬትን ክዳውንትን ኣበርኪቶም። ክኢላ ሕክምና ማህጸንን ፊስቱላን...
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና፡ ንተመሃሮ ከምኡ’ውን ንወነንትን ሰራሕተኛታትን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ጠንቅታት፡ ሳዕቤናትን ኣገባባት ምክልኻልን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣብ ኣስመራ – ቤት-ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ኢሳቕ...