ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part IV ( Zoba MaEkel) – December 23, 2017 Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new...
Latest videos
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብውሕጅ ዝተበላሸወ ጽርግያ መንደፈራ – ዓረዛ – ማይ-ድማ፡ ከምኡ’ውን ካብ ዓረዛ ናብ ገዳም ደብረ- መንቆርዮስ ዝኣቱ መስመር፡ ብህዝባዊ ወፈራታት ተጸጊኑ። ኣብቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ምክትታል ዓድታትን...
ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኢንስቲትዩት ኮንፊሽየስን ተወዲቡ ንሓደ ወርሒ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ ቅብኣ ስልጠና፡ ብ20 ታሕሳስ ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ናይ ምዝዛም ስነ-ስርዓት፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ እቲ ምስ ሓድሽ ቅዲ ያታዊ...
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ሞያውያን ጥዕና፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ስሩዕ ሞያዊ ንጥፈታቶም፡ ኣብ ምብራኽ ርድኢት ሕብረተሰብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ከዛይዱ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ- ባርካ ጸዊዑ። ሓላፊ ናይ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ልኡል ባንተይርጋ ምስ ሞያውያን...
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር፡ ካብ 15 ክሳብ 19 ታሕሳስ ኣብ ኣንጎላ ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን’ታ ሃገር፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ርክባት ኣካዪዱ። ኣምባሳደር ሳልሕ፡...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 22, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)