ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ – ምምሕዳራት ከባቢ ኣዩመን፡ ፈረርን ዓሳጋላን፡ ተጠቃምነት ኣብ ትካላት ጥዕና ዘተባብዕ ዕብየት ከም ዘመዝገበ፡ ሓላፊ መደበር ጥዕና ኣዩመን ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ መሓመድ ሓቢሩ። ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ፡ እቲ ዝህብዎ ኣገልግሎት ኣብታ መደበር...
Latest videos
ማሕበር ወነንቲ ኣውቶቡሳት ‘ዓወት’፡ ወርሓዊ ንኣስታት ርብዒ ሚልዮን ህዝቢ ኣገልግሎት መጓዓዝያ እናሃበ፡ ጸገም መጓዓዝያ ኣብ ምቅላል ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ መብራህቱ ነገደ ሓቢሩ። ኣቶ መብራህቱ፡ ካብ 20 ክሳብ 62 መናብር ዘለወን 656...
ክወሃብ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ብዓይነት ንምድርዑ መድረኽ ዝጠልቦ እዋናዊ ጉዳይ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶምን ሓላፊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ምርምርን ዶክተር ሃይለ ምሕጹንን፡ ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ-መሕትት ገሊጾም። ሚኒስተር ሰመረ...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኲላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ.) – ጨንፈር ዞባ ደቡብ፡ ን30 ንኣባላቱ ብዛዕባ ምርባሕ ንህቢ ስልጠና ሂቡ። እቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተዋህበ ብግብራዊ ስራሕ ዝተሰነየ ስልጠና፡ መሰረታዊ ኣምራት ዓሌታት ንህብን ምሕደራኦምን፡...
መደበር መመንጨዊ ጸዓት ኤለክትሪክ ሕርጊጎ ከፍርዮ ዝጸንሐ መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ብኣስታት 60 ሚእታዊት ንምዕባይ፡ ናይ 98.6 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ተተግቢሩ። እዚ ብቻይናዊ ኩባንያ ‘ስፌኮ’ (SFECO) ዝተተግበረ ፕሮጀክት፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ እቲ መደበር ዘመንጭዎ...
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዘይምኽኑይ እገዳታት ክለዓል ኣለዎ! ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ብዛዕባ “ምንዋሕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳታት” ክዝቲ ቀንዩ። ነዚ ዘይርትዓዊ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ንምንዋሕ ንድፈ ውሳነ...