Latest videos

ሚ/ሕርሻ፡ ንጥፈታት-2018 ብምግምጋም፡ ትግባረ መደባት-2019 ኣበጊሱ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብ17ን 18ን ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ፡ ኣብ ማእከላይ ቦታን ዞባታትን ዝነጥፉ ሓለፍትን ሞያውያንን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ፡ ገምጋም መደባት 2018 ብምክያድ – ትግባረ መደባት 2019 ኣበጊሱ። ኣብ’ቲ ገምጋም፡ ኩነታት ክራማትን ዝተረኽበ...

በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ሃገር ብልዑል መዓርግ ተባዒሉ

በዓል ጥምቀት፡ ትማሊ 19 ጥሪ – ኣብ መላእ ሃገር ብልዑል መዓርግ ተባዒሉ። ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ታቦታት ብድሮ ካብ ኩለን ኣብያተ-ክርስትያን ብምእመናን ተሰንዮም ኣብ ባሕረ-ጥምቀት ክሓድሩ እንከለዉ፡ ጸሎተ ማህሌት በጺሑ። ቅድሚ ትማሊ...

Login

Categories