Latest videos

ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ምስ ነበርቲ ዓዲ-ተከለዛን ዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከለዛን ዝተሰላሰለ ልምዓታዊ መደባት፡ ዝበረኸ ውጽኢትን ዝተመሓየሸ መነባብሮን ንምርግጋጽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት – ድልዱል መሰረት ብምዃኑ፡ ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ ኣዘኻኺሩ። ብ18 ጥሪ ምስ ነበርቲ...

ደቡብ – ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳራት ሰሚናር ኣካዪዱ

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳራት ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ፡ ብ18 ጥሪ ንወከልቲ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ዞባ ደቡብ፡ ኣብ መደባት ማሕበራዊ ፍትሒን ናይ መጻኢ ውጥን ስራሕን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ መንግስቲ ማሕበራዊ ፍትሒ...

Login

Categories