Latest videos

ኣስታት 105 ኪ.ሜ መስመር መንደፈራብሹኳ ይጽገን ኣሎ

ዝሓለፈ ዓመት ብውሕጅ ተበላሽዩ ኣብ ማሕበረ-ቁጠባዊ ንጥፈታት ህዝቢ ጸገማት ፈጢሩ ዝጸንሐ፡ ካብ መንደፈራ ብዓረዛን ማይ-ድማን ኣቢሉ ናብ ብሹኳ ዝኣቱ – ኣስታት 105 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ይጽገን ኣሎ። እቲ ንምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ...

ዓንሰባ – ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ ይሕተት

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ሓያሎ ዓድታት ብሰንኪ ዘይምጥርናፈን ሕጽረት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከምዘለወን ብምዝኽኻር፡ ምምሕዳር ዞባ ዓንሰባ – ንመስርሕ ምጥርናፍ ክደፍኣሉ፡ ነበርቲ 9 ምምሕዳራት ከባቢ ሓቲቶም። ብ26 ለካቲት ምስ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ...

ኣስመራ – መስርሕ ምትካእ መስመራት ረሳሕ ፈሳሲ ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ካብ ወርሒ መስከረም 2018 ዝጀመረ መስርሕ ምትካእ መስመራት ረሳሕ ፈሳሲን ምልባጥ ጽርግያታትን፡ ብጽቡቕ ይሰላሰል ኣሎ። ኣብ ኩባንያ ‘ኣስቤኮ’ ንፕሮጀክት ጽርግያታት ኣስመራ ዝከታተል ዘሎ መሃንድስ ሳምሶን ጠዓመ፡ እቲ ካብ ከባቢ ገዛ-ከኒሻ...

Login

Categories