Latest videos

ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን፡ ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺአን

ኤርትራ፡ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን፡ ንኣገዳስነት ሓባራዊ ጻዕሪ ንምስፋን ሰላም ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ብዝተወሃሃደ መርገጺ ንምስራሕ ዝዓለመ ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺአን። እቲ...

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኬንያን ኢትዮጵያን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን፡ ብ3 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ስሉሳዊ ርክብ ኣካዪዶም። ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኣብ ዝተኻየደ ዘተ –...

Login

Categories