Latest videos

ትምዩን ዶላር ሒዞም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ተታሒዞም

ካብ ኢትዮጵያ 4400 ዝተተምየነ ዶላር ኣመሪካ ሒዞም ብ5 መጋቢት ብመንገዲ ሑመራ ናብ ኤርትራ ብምእታው፡ ኣብ ዕዳጋታት ንህዝቢ ከደናግሩ ዝፈተኑ 3 ኢትዮጵያውያን፡ ብምክትታል ፖሊስ ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ተታሒዞም። እዞም ተስፋይ ሓጐስ፡ ሰሰን ሃይለን ጌሹ...

ሽዕብ – ስንኩላን ንምድጋፍ ኣበርክቶ ክዓዝዝ ተሓቲቱ

ስንኩላን ርጉእ ህይወት ክመርሑ ኣብ ዝካየድ ጻዕሪ፡ ኣበርክቶ ሕብረተሰብ ክዓዝዝ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ – መምህር ገብረብርሃን እያሱ፡ ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሽዕብ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ጸዊዑ። ብ1 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ...

Login

Categories