Latest videos

ዕረያ ጽርግያ ሰገነይቲ – ሰንዓፈ ጽቡቕ ይቕጽል ኣሎ

ኣብ መስመር ሰገነይቲ – ዓዲ-ቐይሕ – ሰንዓፈ ዝካየድ ዘሎ ናይ ምግፋሕን ምጽጋንን ንጥፈታት ጽቡቕ ይቕጽል ከምዘሎ፡ ኣብቲ ስራሕ ተዋፊሮም ዘለዉ ኣባላት ኩባንያ ህንጻ ‘ኣስቤኮ’ ገሊጾም። ነቲ ስራሕ ዝከታተል ዘሎ ኢንጅነር ሱሌማን ዓብዱ፡ ካብ ድግሳ...

ዓሊግድር – ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ቈላሕታ ክግበር ተሓቲቱ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓሊግድር – ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ ቀረባኦም ኣገልግሎታት ማይ፡ ትምህርቲ፡ ናይ 24 ሰዓታት ኤለክትሪክን ቴለፎንን፡ ከምኡ’ውን ኣገልግሎት መጐዓዝያ ይረኽቡ ከምዘለዉ ብምርግጋጽ፡ ብወገን ኣገልግሎት ጥዕና ግን ቈላሕታ ዘድልዮ ጸገም...

Login

Categories