Latest videos

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሱዳን፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያን ኣውስትራልያን፡ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱምን ከባቢኣን፡ ብ1 መጋቢት፡ ኣፍልጦኦም ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያትን ዘዕቢ ሰሚናር...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብክብ ዝበለ መዓርግ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “ሰላም ውጽኢት ጽንዓትና፡ ልምዓት ፍረ ዕዮና!” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ መላእ ሃገር ብኽብ ዝበለ መዓርግ ተዘኪራ። ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኤክስፖ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ፕረዚደንት ሃማደአ ወ/ሮ ተኽኣ...

Login

Categories