Author - Staff

ብምኽንያት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ስነ-ጥበባዊ መሰናድኦታት ቀሪቡ

ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ዝኽሪ መበል 57 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ስነ-ጥበባዊ መሰናድኦታት ቀሪቡ። እቲ ጣዕመ ዜማታትን ሙዚቃዊ ድራማታትን ዘጠቓለለ መሰናድኦታት፡ ሰንሰለት መግዛእቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ ተኸታተልቲ ገዛእቲ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ብ30 ነሓሰ ኣብ’ታ ሃገር ኣትዩ። ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ከተማ...

ሃገራዊ ፈስቲቫል-2018 ትማሊ ብወግዒ ተኺፊቱ

ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ-2018፡ “ሰላም ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 31 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ...

Login

Categories