Author - Staff

ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኮም ዝሰረቱ ኩለንትናዊ ተሳትፎ ክድፍኣሉ ተዘኻኽር

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፡ ምስ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርድን ሽማግለታት ዕርቅን ዞባ ደቡብ ኣብ ዘካየደቶ ርክብ፡ ኮም ዝሰረቱ ኩለንትናዊ ተሳትፎ፡ ኣብ ምሕያልን ምዅስኳስን ክብርታት ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ብምሕባር፡ ዝያዳ ክድፋኣሉ ኣዘኻኺራ። ብ1 ጥቅምቲ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ልኡኽ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንልኡኽ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣዘራሪቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 2 ጥቅምቲ፡ ብሚኒስተር ኣብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት – ማዪክ ኣዪ ደንግ ንዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። እቲ ልኡኽ፡ ኣብ...

Login

Categories