Author - Staff

ኣፍዓበት – ንኣተዓቓቕባ ቅርሲታት ዝምልከት ሰሚናር ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ንተራ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ምዕቃብ ቅርሲታትን ያታዊ ባህሊን ብዝምልከት – ብክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝተወደበ ሰሚናር ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ህዝቢን ኣብቲ ንኡስ ዞባ ዝነጥፋ ትካላት መንግስትን ሃገራውያን...

ዓንሰባ – ጨ/ሚ/ትምህርቲ፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ገምጊሙ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2018/2019 ንዝተመዝገበ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ንምግምጋም፡ ብ8 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ከረን ርክብ ኣካዪዱ። ሓላፊ ናይ’ቲ ጨንፈር መምህር ክፍላይ ዓንደሚካኤል፡ ናይ 8ይ ክፍሊ ውጽኢት፡ ካብ...

ጋሽ-ባርካ ህዝቢ ንመማህራን ዝገብሮ ደገፍ ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ህዝቢ ዓመታዊ ኣስታት 7 ሚልዮን ናቕፋ ብምውጻእ፡ ንመማህራንን ኣብያተ-ትምህርትን ዝገብሮ ደገፍ፡ ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዘለዎ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ መምህር መሓመድ-ዓሊ ኢብራሂም ገሊጹ። ተራ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ኣብ ወፍሪን ዕድላቱን መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገሮም ወፍሪ ብምግባር ተረባሕቲ ዝኾኑሉ መንገዲ ንምፍጣር ዝዓለመ – ብ6 ጥቅምቲ ኣብ ቦሎኛ-ኢጣልያ ኣኼባ ተኻዪዱ። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣብ ኢጣልያ፡ ኣቶ ግርማይ ሃብተሚካኤል፡ ብዛዕባ‘ቲ መንግስቲ ኤርትራ...

Login

Categories