Author - Staff

ባረንቱ – ዘራእቲ ጽጉማት ብወፈራ ይእከብ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ እዚ ምዕራብ ምስ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ብምትሕብባር ዝወደቡዎ ንጽጉማት ወገናት ናይ ምሕጋዝ ወፈራታት ምእካብ ዘራእቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ካብ 27 ጥቅምቲ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ሰላም፡ ፍትሒ፡ ቢያራ፡ ዳሴ፡ ዓናጉሉ፡ ፎደ፡ ኩሉኩ፡ ኮናን...

ደቀምሓረ – 166 ሄክታር ኣእካል ብወፈራ ተዓጺዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ – ዓድታት ጉራዕ፡ እንዳደቆ፡ ሓሊቦ፡ ማይ-ሑጻ፡ ትኹል፡ ጸጓሮን ዓዲጎልጎልን፡ ዝነቐጸ ኣእካል ብወፈራታት ከምእተዓጽደ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ካብ 21 ክሳብ 26 ጥቅምቲ ብኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ሰራሕተኛታት...

Login

Categories