ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብ9 ጥሪ ኣብ መቐርካ ምስ ልዕሊ 400 ወከልቲ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ርክብ ብምክያድ፡ መደባት 2019 ገምጊሙ – ኣብ መደባት 2020 ዘትዩ። ጸገም ማይ ንምፍታሕ ብዙሕ ከምእተሰርሐ፡ ንስድራ ስዉኣት ገንዘባውን...
Author - Staff
ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ፡ ኣእካልን ሳዕርን ክሳብ ዝእከብ፡ ተርእዮ ኣንበጣ ንምክልኻል ዝግበር ምክትታልን ኰለላታትን ክሕይል ጸዊዑ። ኣብ ገለ ከባቢታት ናይ’ቲ ዞባ ዝተጸፍየ ኩብኩብታ ንምቊጽጻር ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ዝተዓዘበ...
መኰነን ሓበሬታን ጐስጓስን ሚኒስትሪ ምክልኻል፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2020 ዘዳለዎ ምርኢት ቅብኣን ቅርጻን፡ ብ13 ጥሪ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ኣዳራሽ ዘ‘ ጋለሪ’ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ስነ...
Midday News in Tigrinya for January 15, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Sports News for January 15, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for January 14, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for January 14, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for January 14, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሽዕብ ኣቶ ኣቡበከር ኢብራሂም፡ ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንኢዱ። ኣቶ ኣቡበከር፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ 7 መዋእለ- ህጻናት ዝርከባአን 18 ትካላት ትምህርቲ፡ ሓንቲ ማእከል ጥዕናን ሓንቲ መደበር ጥዕናን ከምዘለዋ ብምሕባር፡...
ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣብ 2019 ኣስታት 28 ሚልዮን ናቕፋ ዝወድኡ ትሕተ-ቅርጻዊ ስራሓት ከም እተተግበሩ ገሊጹ። ኣብ ከተማ ጊንዳዕ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ፡ ትሕተ-ባይታዊ ማይ ንምህብታምን ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምድንፋዕን፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ዓድ...