ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽባርካ፡ ዓቕሚ ሞያውያን ብምዕባይን ዘመናዊ መሳርሒታት ብምትእትታውን – ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ዓይነታዊ ለውጢ ንምምጻእ ከምዝሰርሕ ገሊጹ። ብ27ን 28ን ጥሪ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ዶክተር...
Author - Staff
Tigrinya Evening News for January 30, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for January 30, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for January 30, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for January 30, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ንኡስ ዞባ ድገ፡ ኣብ 2020 ኮማዊ ተሳትፎ ብምሕያል – ልምዓታዊ መደባት ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምዝስራሓሉ፡ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ሓቢሩ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሁመድ ኤላ፡ ህዝቢ ዝውጠኑ መደባት ንምዕዋት ዘለዎ...
ብቤት-ትምህርቲ ደረጃ ተወዲቦም ኩነታት ተመሃሮ ደቆም ንምፍላጥ፡ ከምኡ’ውን ምስ ደቆምን ኣለይቶምን ንምምኽኻር ዝመጹ ወለዲን መማህራንን፡ ተበግሶኦም – ኣብ ምምሕያሽ ኣካዳሚያዊ ውጽኢት ተመሃሮ ብቐሊል ዘይጥመት ኣስተዋጽኦ ከምዘለዎ፡ ሓላፊ ኣካዳምያዊ ጉዳያት...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ህዝቢ ኣፍልጦኡ ብዛዕባ’ቲ ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2019 ኣብ ከተማ ‘ዉሃን’ – ቻይና ዝተራእየን ናብ ሓያሎ ሃገራት ዘስፋሕፍሕ ዘሎን – ካብ ጉጅለ ‘መርስ’ን ‘ሳርስ’ን ዝበሃሉ ዓይነታት ቫይረስ ዝኾነ ‘ኖቨል ኮሮና ቫይረስ’ ከዕቢ...
Tigrinya Evening News for January 29, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for January 29, 2020 – ERi-TV, Eritrea