ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብ7 ለካቲት ንማዕከናት ውሽጢ ሃገር ዝሃቦ ኣብ ዞባዊ ምዕባለታትን ጽልዋኡን ዘተኰረ እዋናዊ ቃለ-መሕትት፡ ብ9 ለካቲት እውን ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቡ። ኣብ’ቲ ካልኣይ ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ፕረዚደንት...
Author - Staff
News in Tigre for February 10, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for February 10, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for February 9, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for February 9, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ብትካላት ጥዕና’ቲ ንኡስ ዞባ ብዝወሃቦም ኩልንትናዊ ኣገልግሎትን ምኽርን ንቕሓቶም ሳላ ዝበረኸ፡ ከባብያዊ ጥዕና ንምሕላው ኣብ ዝካየድ ጻዕርታት ተሳታፍነቶም እናዓዘዘ ይመጽእ ምህላው ተገሊጹ። ሓላፊ ትካላት ጥዕና’ቲ ንኡስ ዞባ ነርስ...
ናብ ቦታታት ልምዓት ብ4 ለካቲት ዑደት ዘካየዱ መንእሰያት ዞባ ደቡብ፡ መሰረት ብሩህ መጻኢ ዝኾኑ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ከምእተዓዘቡ ገሊጾም። እቶም ካብ 12 ንኡሳን ዞባታት ዝተወከሉ ተመሃሮን ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስትን ዝርከብዎም 370 መንእሰያት፡ ትሕተ-ቅርጺ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ኣኽሊል ዕንበባ ኣንቢሩ – ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ወግዓዊ ጽምብል ተገይሩሉ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ ቀዳም 8 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ፡ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ጥዋለት ኣኽሊል ዕንበባ ኣንቢሩ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ፡ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል...