Author - Staff

ገምጋም ዝናር ጥበባት ማእከል

ዝናር ጥበባት ማእከል፣ ብክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ማእከል ተወዲቡ ብታሕሳስ 2018 ከም ዝጀመረ ይፍለጥ። እዚ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ክልተ ኣዋርሕ ዝካየድ ውድድር ዝናር ጥበባት ማእከል፣ ድሕሪ ናይ ሽዱሽተ መድረኻት ዘካየዶ ስነ ጥበባዊ ውድድራት ብ17 ጥሪ 2020 ኣብ...

ድገ – ኮማዊ ጽሬት ክድፋኣሉ ተሓቲቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድገ፡ ኮማዊ ከባብያዊ ጽሬት፡ ቀዳምነት ተዋሂቡዎ ክስራሓሉ – መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ ሓላፊ ኣሃዱ ከባብያዊ ጽሬት ኣቶ ዓብዱ ያቆብ፡ እቲ መደብ ብደረጃ ዞባ – ኩለን ዓድታት ከተኣታትዋኦ...

ሃበሮ – ባህላውን ስፖርታውን ቅነ ተመሃሮ ተኻዪዱ

ኣብ ማእከል ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሃበሮ – ዓሪታይ ክካየድ ዝቐነየ ባህላዊ፡ ስነ-ጥበባውን ስፖርታውን ቅነ ተመሃሮ፡ ልዑል ተሳትፎ ተመሃሮን መንእሰያትን ብዝተንጸባረቐሉ ሃዋህው ተዛዚሙ። እቲ ካብ 1 ክሳብ 5 ለካቲት ዝተኻየደ ቅነ፡ ንዕቑር ዓቕሚን ዝንባለን...

ዓንሰባ – ፖሊስ ኣብ ምክልኻል ገበን ዘትዩ

ፖሊስ ዞባ ዓንሰባ፡ ብ14 ለካቲት ኣብ ከተማ ከረን ምስ ወሃብቲ ኣገልግሎት ቱሪዝም ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ገበን ጸረ ምዕባለን በካሊ ክብርታትን ስለዝዀነ፡ ተራ ኩሉ ኣካል ሕብረተሰብ ብሓፈሻ ወነንትን ሰራሕተኛታትን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ምክልኻሉ...

Login

Categories