ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝነበረ ህጡር ክራማት፡ እቶት ሕርሻ ብ36 ሚእታዊት ከምዝዓበየ – ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ብ13 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣቶ ርእሶም ክፍለማርያም፡ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ኣብቲ ንኡስ...
Author - Staff
Tigrinya Evening News for February 21, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for February 21, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for February 21, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ሃማመተኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ መደባት – 2020 ኣብ ዝዘተየሉ፡ ምሕብሓብ ስድራ ስዉኣት ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ መደባት ማሕበር ጥቡቕ ምክትታል ክግበረሉ፡ ኣብ ሽማግለ ኣዕሩኽ መንእሰያት ዝጸንሐ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምሕያል ብዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ መጠን ምቁራጽ ተመሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ኣዝዩ ከምእተመሓየሸ፡ ተሳትፎን ተወዳዳርነትን ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ዘተባብዕ ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። ብ14 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም፡...
ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ማይን ሓመድን ብምዕቃብ ትሕተ-ባይታዊ ማይ ንምህብታምን እቶታውነት ሕርሻ ንምድንፋዕን ዝዓለመ ሰፊሕ ወፈራታት ይሰላሰል ኣሎ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ባረንቱ ኣቶ ኣውረልዮ ጃኮሚኖ፡ ከም ውጽኢት ናይ’ቲ ብሓያል ውዳበን ተወፋይነትን ዝዕመም ዘሎ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣብ ስዑድያ ዝገበሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ትማሊ 20 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ስዑድያ ኣብ ዝጸንሓለን መዓልታት፡ ብ17 ለካቲት...
Midday News in Tigrinya for February 21, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for February 20, 2020 – ERi-TV, Eritrea