ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ – ምምሕዳር ከባቢ ዓዜን ንሰለስተ ኣዋርሕ ብሞያ ስነጽባቐ ጸጒሪ ርእሲ ዝሰልጠና 164 ደቂኣንስትዮ ብ4 ለካቲት ተመሪቐን።

እቲ መደብ፡ ኣካል ናይ’ቲ ሞያዊ ዓቕሚታት መንእሰያት ብሓፈሻ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ንምምዕባል፡ ብሃማመተኤ ዝሰላሰል መደባት ከምዝኾነ ተገሊጹ።

ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ማእከል መንእሰይ ሳምሶን ክፍለ፡ ሰልጠንቲ ብዝቐሰማኦ ሞያ መነባብሮአን ንምምሕያሽ ክጽዕራ፡ ምምሕዳራትን ካልኦት ኣካላትን ድማ ኣብ ስራሕ ክተሓጋገዙወን ኣዘኻኺሩ።

ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ማእከል መንእሰይ ሳምሶን ክፍለ፡ ሰልጠንቲ ብዝቐሰማኦ ሞያ መነባብሮአን ንምምሕያሽ ክጽዕራ፡ ምምሕዳራትን ካልኦት ኣካላትን ድማ ኣብ ስራሕ ክተሓጋገዙወን ኣዘኻኺሩ።

Categories