ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብ9 ጥሪ ኣብ መቐርካ ምስ ልዕሊ 400 ወከልቲ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ርክብ ብምክያድ፡ መደባት 2019 ገምጊሙ – ኣብ መደባት 2020 ዘትዩ።
ጸገም ማይ ንምፍታሕ ብዙሕ ከምእተሰርሐ፡ ንስድራ ስዉኣት ገንዘባውን ዓይነታውን ሓገዛት ከምእተገብረ፡ 96 ኪሎሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያታት ከምእተጸገነ፡ 58 ሽሕ ጉልበት ሰብ ዝተሳተፎ – ናይ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ንጥፈታት ከም እተሰላሰለ. . .ዝሓበረ ጸብጻብ፡ ንተሳታፍነትን ተበግሶን ህዝቢ ሞጒሱ።
ዓይነታውን ሓገዛት ከምእተገብረ፡ 96 ኪሎሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያታት ከምእተጸገነ፡ 58 ሽሕ ጉልበት ሰብ ዝተሳተፎ – ናይ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ንጥፈታት ከም እተሰላሰለ. . .ዝሓበረ ጸብጻብ፡ ንተሳታፍነትን ተበግሶን ህዝቢ ሞጒሱ።
ኣስታት 36 ሽሕ ነበርቲ ዘለውዋ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ካብ ኣስመራ ንሸነኽ ምዕራብ 34 ኪሎ-ሜተር ርሒቓ ትርከብ።