ኣብ ናይ ረቡዕ 12/6/19 ሕታም ጋዜጣ፡ “ማእከል – በዓል ናጽነት ንምድማቕ ብሉጽ ስርሓት ዘቕረባ ንኡሳን ዞባታትን ትካላትን ተሸሊመን“ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስተ-ዜና፡

“. . . ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ መባእታን ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት ዝተዳለወ መደባት፡ ከምቲ ዝድለ ስለዘይነበረ . . .” ዝብል ትሕዝቶ ኣሎ።

“. . . ከምቲ ዝድለ ብምንባሩ . . .” ተባሂሉ ክእረምን ክስነድን ንሕብር።

Categories