ኤርትራውያን ነበርቲ ካናዳ፡ ልዕሊ 11 ሽሕ ዶላር ካናዳን ልዕሊ 4 ሽሕ ዶላር ኣመሪካን ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት ወፍዮም።

ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ መድሃኔኣለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት-ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ – 8,096 ዶላር ካናዳ፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ረጃይናን ከባቢኣን – 4,320 ዶላር ኣመሪካ፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ኤድመንተን ድማ – 3,118 ዶላር ካናዳ ኣበርኪቶም።

Categories