ERi-TV, Eritrea – Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XXXIV- 35 ክፋል, August 26, 2018. — Unauthorized distribution of ERi-TV...
Archive - 2018
ERi-TV, #Eritrea – Weekly sports review – Eritrean Defence Forces Sports Tournament
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ወለንታዊ ልግሲ ደም ብምትብባዕ ትሕዝቶ ባንክ ደም ንምስሳን ዝተኻየደ ጐስጓሳት ጽቡቕ ውጽኢት ተረኺብዎ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣባላት ሆስፒታል ኣፍዓበት፡ ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ኣብ ኣገዳስነት ልግሲ ደም ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናበረኸ ብምምጽኡ፡...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መስመራት ተመዲበን ኣብ ኣገልግሎት ህዝቢ ዝነጥፋ ኣውቶቡሳትን ሚኒባሳትን፡ ካብ’ቲ ሕጋዊ ታሪፍ ንላዕሊ ብምኽፋልን ዝያዳ ተሳፈርቲ ብምጽዓንን ሃስያ የውርዳ ስለዘለዋ፡ በዓል-መዚ መጓዓዝያ ምድሪ፡ ዕቱብ ምቊጽጻር ብምግባር ስጉምቲ...
ኣብ ሃገርና፡ ብመርፍእ ዝወሃብ ሓድሽ ኣገባብ ክታበት ፖልዮ፡ ንፍዮን ሩቤላን ከምዝተኣታተወ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊ ሃገራዊ መደባት ክታበት ኣቶ ቴድሮስ ይሕደጎ ንኤሪና ሓቢሩ። ንመደባት ክታበት ኣደታትን ህጻናትን ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣቶ ቴድሮስ፡ ካብ...
ERi-TV, #Eritrea: Drama Series: Jerom (Part 18) – ጅሮም – ክፋል 18. August 18, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 25, 2018
ERi-TV, Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ 2ይ መድረኽ – ከተማ ባጽዕ – August 25, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 25, 2018
ተቐማጦ 18 ዓድታት ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ብ20 ነሓሰ – ኣብ ምሕደራን ጽሬት ከባቢን ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዶም። ኣኼበኛታት፡ ንኹለን ዓድታት ኣብ ዝቐረበት ምምሕዳር ከባቢ – ‘ሎጎሳርዳ’ ክመሓደሩ ክውስኑ እንከለዉ፡ ብኮም ዝካየድ ልምዓታውን ካልእን...