Archive - 2018

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ብ30 ነሓሰ ኣብ’ታ ሃገር ኣትዩ። ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ከተማ...

ሃገራዊ ፈስቲቫል-2018 ትማሊ ብወግዒ ተኺፊቱ

ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ-2018፡ “ሰላም ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 31 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ...

ጎኜ – ኣገልግሎት ትምህርትን ጥዕናን ንምሕያል ዝዘተየ ዋዕላ ተቓኒዑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎኜ፡ ተጠቃምነት ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ብሓፈሻ፡ ትካላት ትምህርትን ጥዕናን ድማ ብፍላይ ንምዕባይ – ወከልቲ ህዝቢ ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ብ26 ነሓሰ ተቓኒዑ። ንኣገልግሎት ትምህርቲ ብዝምልከት ኣብ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ...

ጊንዳዕ – ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ጻዕሪታት ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ ኣብ ወለንታዊ ልግሲ ደም ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል – ዝካየድ ጻዕሪ ክሕይል መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ሃይለ...

Login

Categories