ERi-TV, Eritrea – ሳይዳ – ተጋዳሊት ኩሉብርሃን ግርማይ፡ ባህላዊ ክዳን ድዛይነር (ዓላሚት ቀዳማይ ዙርያ ሳዋ) Sayda: Designer Tegadalit Kuluberhane Ghirmay
Archive - 2018
Dimtsi Hafash #Eritrea – ክርን ገቢል ኤርትርየ – September 6, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for September 6, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for September 6, 2018
ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ፡ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ትማሊ 5 መስከረም ሰዓት 7፡00 ናይ ምሸት ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዋዕላ ምትሕብባር ኣፍሪቃን ቻይናን ድሕሪ ምስታፍ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ ቅድሚ ቐትሪ ከተማ ዓሰብ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for September 6, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 6 መስከረም 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for September 5, 2018
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ፡ ኣብ ምክልኻል ትሮፒካዊ ሕማማት ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ፡ ኣብ ከተማ ባጽዕ ወዲቡ። እቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ዝነጥፉ ሞያውያን ሕክምና፡ ኣፍልጦኦም ኣብ’ቶም ኣብ ሃገርናን ከባቢናን...