ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ንኣምን – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብጋንታታት ተወዲቦም ኣብ ምጽጋን ጽርግያን ምዕቃብ ሓመድን ማይን ዘተኰረ ሰፊሕ ወፈራዊ ልምዓት የካይዱ ኣለዉ። በቲ ንመዓልቲ ኣስታት 300 ጉልበት ሰብ ዝሳተፎ ዘሎ ወፈራታት፡ ኣብ መስመር...
Archive - 2018
ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ኣውህነ፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ለጂን ደርዓን – ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሃብታይ ተስፋዝጊ ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ዝተመርጹ...
ኤርትራውያን ተቐማጦ ጅዳ – ስዑዲ-ዓረብን ሎስ-ኣንጀለስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፡ ዝኽሪ መበል 57 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ጸምቢሎም። ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ኣብ ጅዳን ከባቢኣን ብ30 ነሓሰ ኣብ ዘካየዶ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ሓላፊ...
ERi-TV, Eritrea, Drama Series: Serefrifet – ሰረፍሪፈት – 18 ክፋል (Part 18), September 2, 2018
ERi-TV, Eritrea, Drama Series: Serefrifet – ሰረፍሪፈት – 18 ክፋል (Part 18), September 2, 2018
ERi-Tv, Eritrea: Report on Eritrea, Ethiopia, and Somalia Tripartite Cooperation Agreement
ERi-Tv, Eritrea: Report on Eritrea, Ethiopia, and Somalia Tripartite Cooperation Agreement
ኤምባሲ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ (ፈ.ደ.ሪ.ኢ) ኣብ ኣስመራ፡ ትማሊ 6 መስከረም ብወግዒ ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ብናይ ክብሪ ሰልፊን ሃገራዊ መዝሙር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ዝተሰነየ ስነ-ስርዓት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን...
ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ከምኡ’ውን ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ብ5 መስከረም ኣብ ህንጻ ሃገር – ኣስመራ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya news for September 7, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for September 7, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 7 መስከረም 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.