Archive - 2018

ንማዕከን ሕድሪ ሰማእታት ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርኪቱ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ዝውዕል፡ 10,800 ዶላርን 3030 ዩሮን ከምዘበርከቱ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ’ቲ ሚኒስትሪ፡ ኮሚቴ ምሕጋዝ ጽጉማት ስድራ...

ደቡብ – ትምህርቲ ምምራሕ መኪና ብዕቱብ ክተሓዝ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ደቡብ ዝነጥፋ ኣብያተትምህርቲ ምምራሕ መኪና፡ ብቑዓትን ሓላፍነታውያንን መራሕቲ መካይን ብምፍራይ ኣብ ምንካይ ሓደጋታት ተራአን ከዕዝዛ፡ ሓላፊ ጨንፈር መጐዓዝያ ምድሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ መሓሪ ሃብተ ጸዊዑ። ኣብ መንደፈራ፡ ድባርዋ፡ ዓዲ-ዃላ፡ ደቀምሓረ፡...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ንገፈፍቲ ዓሳ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተወዲቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ድማ ብቐንዱ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ንምሃብ፡ ኣብ ገፈፍቲ ዓሳ መጽናዕቲ ዘካይዱ ሞያውያን ወዲቡ። እቲ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ዘተኰረ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሪፓብሊክ ግብጺ ኣሰይድ ሳምሕ ሽኩሪ፡ ትማሊ 13 መስከረም ኣብ ሰዓታት ቀትሪ ኣብ ህንጻ ሃገር ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ሚኒስተር ሳምሕ ሽኩሪ፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድና፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባ ቀርኒ...

Login

Categories