Archive - 2018

ኣብ ሃበሮ፡ መደባት ክታበት ዘተባብዕ ውጽኢት ሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሃበሮ ጸሊም፡ ብተንቀሳቐስቲ ኣሃዱታት ሕክምና ዘሰላስሎ ዘሎ መስርሕ ምዕዳል ቫይታሚን “ኤ፡ ክታበት ህጻናትን ክንክን ቅድሚ ሕርሲን ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ገሊጹ። ቫይታሚን “ኤ”፡ ኣብ ዕብየትን ህንጸት...

ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ንኣባላቱ ስልጠና ወዲቡ

ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ዓቕሚ ኣባላቱ ንምሕያል ከካይዶ ዝጸንሐ ስልጠናታት፡ ካብ ሽድሽተአን ዞባታት ንዝተዋጸኡ 24 ኣባላቱ ናይ ሓደ ወርሒ ስልጠና ሂቡ። ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምምራቕ፡ ሚኒስተር ሃብቲ ባሕሪ ኣቶ ተወልደ ቀላቲ ወረቐት...

ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ 145 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ ንመበል 12 ግዜኣ ብግብርን ክልሰ-ሓሳብን ንዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ዘምሃረቶም 145 ተመሃሮ፡ ትማሊ 6 ጥቅምቲ ኣመሪቓ። ኣብ’ቲ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት፡ ዳረክተር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር በረኸት ፍስሃየ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡...

Login

Categories