Archive - 2018

ሆስፒታል ኦሮታ፡ ናይ ዓራውቲ ሓገዝ ረኺቡ

ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ፡ ካብ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ሚኖሶታ – ሕቡራት መንግስታ ኣሜሪካ፡ ናይ ዓራውቲ ሓገዝ ረኺቡ። እቲ ንምምሕዳር ሆስፒታል ኦሮታ ዝተረከበ 38 ናይ ሕክምና ዓራውቲ፡ ድሮ ኣብ ኣገልግሎት ውዒሉ ከምዘሎ፡ ካብ ምምሕዳር’ቲ...

መንደፈራ – ተጠቃምነት ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ብ17 ዕጽፊ ዓብዩ

ሃገራዊ ትካል ሕርሻዊ ምርምር ሓልሓለ፡ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ – ተጠቀምቲ ‘ኣቲላ’ ዝተሰምየ ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ክኾኑ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ተጠቃምነት ናይ’ቲ ዘርኢ ብ17 ዕጽፊ ከምዝዓበየ ተገሊጹ። ኣብቲ ትካል ላዕለዋይ ተመራማሪ ምምሕያሽ ዘራእቲ፡...

ሃገራዊ ማሕበር ዓይነ-ስውራን፡ መነባብሮ ዓይነ-ስውራን ንምውሓስ ይጽዕር

ሃገራዊ ማሕበር ዓይነ ስዉራን ኤርትራ፡ መነባብሮ ስድራቤታት ዓይነ-ስዉራን ንምውሓስ ኣብ ዘሰላስሎ ዘሎ ንጥፈታት፡ ተራ መሻርኽቲ ኣካላት ብቐንዱ ድማ ናይ ምምሕዳራት ከባብን ዓድታትን ክዓዝዝ ጸዊዑ። እቲ ማሕበር ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፡ ብ9 ጥቅምቲ ኣብ ንኡስ ዞባ...

Login

Categories