ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for October 22, 2018
Archive - 2018
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዕላል ምስ ህጻን ተዋሳኢት ሉልባሕሪ ፍሰሃየ (ጓል ወይኒሓረግ ሃይለ – ቤኪ)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 22 ጥቅምቲ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea: Drama Series: Menkb (Part 3) – መንቅብ – 3ይ ክፍል , October 21, 2018
To view previous episode click here – – Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live...
ERi-TV, Eritrea – Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – ክፋል መበል 43- part 43, Oct. 21, 2018
To view previous episode – click here — Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV …
ERi TV, Eritrea: ኣብዚ ሰሙን እዚ – Weekly News Review, October 21, 2018
ኣብ’ዘን ዝቕጽላ ኣዋርሕ ክራማት ባሕሪ፡ ኣብ ከበሳ’ውን ናይ ዝናብ ተኽእሎ ስለዘሎ፡ ሓረስቶት ንዝኣኸለ ኣእካሎም ብኣጋ ዓጺዶም ክእክቡ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ የተሓሳስብ።
ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብ19 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ ብዝሃረመ ሓያል ህቦብላን በርቅን ዝተሓወሶ ዝናብ፡ 3 ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ብበርቂ ሞይቶም። በዚ ኣብ ዓድታት ደርዓንቶ፡ ዓዲ ዓዳን ዓዲ ጋርማን ዘጋጠመ ባህርያዊ ሓደጋ፡ ክልተ...
መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (መ.ው.ል) ጨንፈር ዞባ ማእከል፡ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ዜጋታት ልቓሕ ብምሃብ መነባብሮኦም ንምምሕያሽ ዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ – ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ቊጽሪ ዓማዊሉ ድማ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብ5 ሚእታዊት ከምዝዓበየ...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ ንድፊ ኣዋጅ ዘርኢ ዝዘተየ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ብ18ን 19ን ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ኣካዪዱ። እቲ ኣብ 2002 ንዝወጸ ፖሊሲ ሕርሻ መሰረት ገይሩ ንዘተ ዝቐረበ ንድፊ፡ ብምኵር ዛምብያዊ ዶክተር ፍራንቸስኮ ሚቲ ዝተመርሐ ኮይኑ፡ ካብ ኩለን ምምሕዳራት...