Archive - 2018

ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ንእማመ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ዝምልከት ዘተ ወዲቡ

ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ንእማመ ኣቃውማን መምርሒን ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ብዝምልከት፡ ብ22 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ዞባ ማእከል ዘተ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ዘተ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል መጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይን ኣቦ-መንበር ህግደፍ ዞባ ማእከል ኣቶ ዩሱፍ ሳይቕን...

ድቡብ – ኣብ ኣተገባብራ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ተዘሪቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ድቡብ፡ ነቲ ካብ 20 ክሳብ 30 ሕዳር ኣብ መላእ’ቲ ዞባ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ዘድሊ ምድላዋት ብኣጋ ንምጽፋፍ ዝሕግዝ ዘተ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ብ17ን 18ን ጥቅምቲ ኣብ ከተማታት መንደፈራን ደቀምሓረን ምስ ወከልቲ...

Login

Categories