To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for November 13, 2018
ኣብ ቱሪዝማዊ ጸጋታት ኣፍልጦ ዘዕቢን፡ ኣብ ምእንጋድ ዓማዊል ክግበር ኣብ ዝግብኦ ንጥፈታትን – ዘተኮረ – ካብ መላእ ዞባ ዓንሰባ ንዝመጽኡ ኣባላት ክፍሊ ቱሪዝምን ሓለፍቲ ወሃብቲ ኣገልግሎትን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ብ7 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ኣብ...
ብምትሕብባር ሚኒስትሪታት ጥዕናን ሕርሻን፡ “ጽባሕ ብዘይ ኣማራጺ ንኸይንተርፍ፡ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ ብግቡእ ንጠቐመሎም” ብዝብል ቴማ – ኣብ መላእ ሃገር ዝካየድ ኣህጉራዊ ቅነ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ፡ ትማሊ ብወግዒ ተበጊሱ። ኣብ’ዚ ካብ 12 ክሳብ 18...
ማሕበራዊ ድሕነት ዜጋታት ንምርግጋጽን ናይ ሽቕለት ዕድል ዝፈጥር ባይታ ንምጥጣሕን፡ ባህልን ክብርታትን ብዝግባእ ክውረሱን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሰጋገሩን ከምዝግባእ፡ ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ወ/ሮ ልኡል ገብረኣብ ኣገንዚባ። ብ10 ሕዳር ንኣባላት መበል 32...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for November 13, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Arabic News for November 13, 2018
DimTsi Hafash #Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 13 ሕዳር 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for November 12, 2018
ERi-TV, Eritrea, ሓተታ/Editorial: ሓድሽ ምዕራፍ ኣብ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ – November 12, 2018 A new chapter in the Horn of Africa Theme music “News Theme by Kevin...