ERi-TV, #Eritrea: ፍረ ሓያል ዓቕሊ
Archive - 2018
ERi-TV, #Eritrea: ህዝቢ ማለት
ERi-TV, #Eritrea: ክኸውን’ዩ
ERi-TV, #Eritrea – A Look Back: Unjust & Unfair UN Sanctions Against Eritrea
ኤርትራ፡ ብምውህሃድ ኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (CAC) ን ሃገራዊ ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራን፡ ካብ 21 ክሳብ 25 ሕዳር ዝካየድ ‘ዋንጫ ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ’ ከምእተአንግድ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ።...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብዝተፈላለየ ሞያታት ከሰልጥኖም ዝጸንሐ 19 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 80 ኣባላቱ፡ ብ10 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ኣመሪቑ። እቲ – ምድላው ካርታን ምእካብ ሓበሬታን፡ ጸሓያዊ ጸዓት፡ ሕርሻዊ ምህንድስና፡ ሓፈሻዊ ሌላን መባእታዊ ጽገናን ኮምፕዩተር...
ኣብ ርሑቕ ገጠራት ዝነብራ ደቂኣንስትዮ፡ ንቕሓተን ኣበሪኸን ተሳተፍቲ ልምዓታዊ መደባት ዝኾናሉ ባይታ ንምፍጣር – ተራ ሕብረተ-ሰብ ክዓቢ፡ ኣደ-መንበር ሃማደኤ ዞባ ጋሽ-ባርካ ምስ ደቂ-ኣንስትዮ ንኡሳን ዞባታት ድገን ፎርቶ-ሳዋን ኣብ ዝገበረቶ ርክብ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 14, 2018
ልዝብ መንእሰያት- ቤት ጽሕፈት ስነ ምግባር | lizib meneseyat – Discussion about the Office Ethics | ERi-TV
ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት – ቤት ጽሕፈት ስነ ምግባር | lizib meneseyat -Discussion about the Office Ethics Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly...
ERi-TV, Eritrea – ሄራር፡ ክብ በሎ፡ ባጼዕ ንትሀርበብ