Archive - 2018

“ተራ ህዝቢ ኣብ ድሕነት ትራፊክ ንምዕባይ ክስራሓሉ እዩ” ፖሊስ ኤርትራ

ኣብ 2017፡ በብእዋኑ ወዲቑ ዝተረኽበ 3.5 ሚልዮን ናቕፋ ዝግመት ጥረ ገንዘብን ንብረትን ናብ ፖሊስ ምርካቡ፡ ንጭዋ ባህልን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ዘጒልሕ ምዃኑ ፖሊስ ኤርትራ ገሊጹ። ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ፖሊስ ኤርትራ ሜጀር ንርኣዮ ተኽለ፡ ዘይናትካ ዘይምድላይን...

ኤርትራን ቻይናን፡ ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ – ውዕል ከቲመን

መንግስቲ ኤርትራን መንግስቲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን፡ ኣብ ህንጸት ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዝውዕል – ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ናይ ልቓሕ ውዕል፡ ትማሊ 18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ከቲሞም። ነቲ ውዕል፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ብርሃነ...

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ናይ 2018 መደባት ሓንጺጹ

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ኣብ ምግታእ ብርሰት ኣግራብ፡ ምትካል ፈልስታትን ምዕቃብን ምስሳንን እንስሳ ዘገዳምን ዝቐንዐ – ናይ 2018 መደባት ስራሕ ሓንጺጹ። ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ...

Login

Categories