ERi-TV መደብ ነሚጎዕ: How Did Mendefera/መንደፈራ Get Its Name.
Archive - 2018
January 2, 2018 – Dimtsi Hafash Eritrea Saturday Evening Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part VII – 7ይ ክፋል, January 28, 2018
ንመሰላት ቈልዑ፡ ምውጋድ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ምኽንሻብን ዝምልከት፡ ብደረጃ ዓለም ክሳብ 2030 ክብጻሕ ዘለዎ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ንምስማር፡ ውህደት ዝምልከተን ኣካላት መንግስትን ሃገራውያን ማሕበራትን ወሳኒ ምዃኑ፡ ብ25 ጥሪ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሎጎ- ዓንሰባ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብምሕያል፡ ውጽኢት ተመሃሮ ክብ ንምባል ዝሕግዝ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት ዝተሳተፍዎ ርክባት ዝተረኽቡ ሰበ-ስልጣን...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብደረጃ ሃገር ዝተወጠኑ ንጸጋታትን ዓቕምታትን ኣብ ግምት ዘእተዉ መደባት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ጽቡቕ ውጽኢት ከም ዝተረኽቦም፡ ብ25ን 26ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ዞባታት፡ ክፍልታትን ጨናፍርን ሚኒስትሪ ሕርሻ ዝተረኽቡሉ...
ERi-TV መደብ ዓለም ስነ ጥበብ: Tsehaitu Beraki – One of Eritrea’s Favorite Musical Trailblazers
ERi-TV መደብ ዓለም ስነ ጥበብ: Tsehaitu Beraki – One of Eritrea’s Favorite Musical Trailblazers
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 27, 2018
January 27, 2018 – Dimtsi Hafash Eritrea Saturday Morning Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part X (ዞባ ደቡብ – ከተማ መንደፈራ) – January 27, 2018