ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 31, 2018
Archive - 2018
ERi-TV ካብ ዞባታት – Farmers at Foro garden ሓረስቶት ፎሮ ጀራዲን.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 21, 2018
ERi-TV መደብ ፍኖተ ሂወት: Adi Quala Sub-zone/ንኡስ ዞባ ዓዲኻላ Community and Local Authorities Come Together to Wed Orphans
ERi-TV ጩራ ጥዕና – Taking care of diabetes ሕማም ሽኮር ብሜላ.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 30, 2018
መንእሰያት ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ታሪኾምን ክብርታት ሕብረተ-ሰቦምን ብግቡእ ወሪሶም፡ ብሩህ መጻኢኦም ንምውሓስ ምስ ምዕባለ ቴክኖሎጂ ክስጉሙን ፍልጠቶም ከበርኹን፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን ኣዘኻኺሩ። ብ25 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ...
ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት፡ 62 ሽሕን 316 ዶላር ከም እተወፈየ፡ ካብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ካብ’ቲ ዝተበርከተ ገንዘብ፡ እቲ 36 ሽሕን 539 ዶላር – ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ ዝነብሩ ዜጋታት ዘዋጽእዎ ኮይኑ፡...
ነበርቲ ንኡስ ዞባ ከርከበት፡ ተጠቀምቲ ናይ’ቲ ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ፕሮጀክት ሕርሻ ክኾኑ ብዝለዓለ ይድፋኣሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን ሓላፊ ተክኒክ ሳዋን ከባቢኡን ምክትል ተለንተ ገብረቃል ኣረንያስ ገሊጹ። ፕሮጀክት ሕርሻ ከርከበት፡ ብፍላይ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.