Archive - 2018

“ኣብ ምውጋድ ሃሰይቲ ልምድታት ዝምስገን ስራሓት ተሰላሲሉ” ሃማደኤ ዞ/ማእከል

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ምውጋድ ሃሰይቲ ልምድታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ምኽንሻብ ደቂ-ኣንስትዮን መርዓ ትሕቲ ዕድመን ድማ ብፍላይ ዝምስገን ስራሓት ከም እተሰላሰለ፡ ብ2 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓቢሩ። ኣደ-መንበር ጨንፈር ወይዘሮ ኣለም በላይ፡ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ...

ምድላዋት ጽምብል ‘ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል’ ተጻፊፉ

ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል ብስራት ሓርነት” ብዝብል ቴማ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ብድምቀት ንምጽምባል፡ ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ክካየድ ዝቐነየ ምድላዋት ከም እተጻፈፈ፡ ኣቦ-መንበር ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ስራጅ...

“ተርእዮ ሕማማት ንምግታእ ውጽኢታዊ ስራሕ ተተግቢሩ”ሚኒስተር ጥዕና

ብደረጃ ሃገር ኣብ መዳይ ጥዕና ዝተመዝገቡ ዓወታት ዘላቕነት ንኽህልዎም፡ ዝተወሃሃደ ጻዕሪ ሰብ-ሞያ ጥዕናን ኣካላት መንግስትን ክዓዝዝ፡ ሚኒስተር ኣሚና ኑርሕሴን ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ጸዊዓ። ኣብ’ቲ ብ1ን 2ን ለካቲት ኣብ ከተማ መንደፈራ...

Login

Categories