ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for February 20, 2018
Archive - 2018
ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 20, 2018
ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 20, 2018
ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ዩኔስኮን ዝተወደበ፡ ንኣገባብ ምዝገባ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻ ዝምልከት ዓውደ-ዘተ፡ ትማሊ 19 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ ኤርትራ – ሓንቲ ካብ’ተን ብረቂቕ ባህላዊ...
ቦርድ ሰራሕተኛታት ሚኒስትሪታትን ፈደረሽናትን ምምሕዳራት ንኡሳን ዞባታትን – ዞባ ማእከል፡ ኣብ 2017 ዝተሰላሰሉ ንጥፈታት ብምግምጋም ኣብ መደባት ስራሕ 2018 ዘትዩ። ኣብ’ቲ ብ16 ለካቲት ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ልምዓታዊ መደባት...
ባይቶ ዞባ ማእከል፡ “ውሁድ ስራሕ ንሃገራዊ መኸተን ልምዓትን” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ናይ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ውጽኢት – ንህዝቢ መብርሂ ሂቡ። ኣባላት ባይቶ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበርዎ ርክባት፡ መንግስቲ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV መደብ ካብ ዞባታት: ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ ሓሙስ ካበይ-ናበይ – A Community Hospital Making A Difference
ERi-TV መደብ ካብ ዞባታት: ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ ሓሙስ ካበይ-ናበይ – A Community Hospital Making A Difference.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.