Archive - 2018

ተጋዳሊት ኣለም ዑቕባሚካኤል ጉብሳ ተሰዊኣ

ገዲም ተጋዳሊት ኣለም ዑቕባሚካኤል ጉብሳ፡ ብዘጋጠማ ሕማም ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድመኣ ብ18 ለካቲት ተሰዊኣ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈት ተጋዳሊት ኣለም፡ ፈለማ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፡ ድሕሪኡ ኣብ ክፍሊ ምልክት...

ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ከረን ተናኢዱ

ኣብ ሆስፒታል ከረን ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ዓይኒ፡ ኣብ ምፍዋስ ሕማማት ዓይኒ ብሓፈሻ፡ መብጣሕቲ ኣብ ዘድልዮም ሕማማት ድማ ብፍላይ ዝነኣድ ንጥፈታት የሰላስል ከምዘሎ፡ ክኢላ ሕክምና ዓይኒ ኣቶ ካሕሳይ ስዩም ሓቢሩ። እቲ ክፍሊ ዝህቦ ኣገልግሎት፡ ሓፈሻዊ ሕክምና ዓይኒን...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኣተባቢዑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ – 2018 ተሳቲፎም፡ በብጾታኦም ኣብ ኩሉ ምድባት ዓበይቲ ዓወታት ንዝሓፈሱ ተቐዳደምቲ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ቤተ- መንግስቲ...

Login

Categories