Archive - 2018

ንቀጸላ ‘ኦዞን’ ኣብ ዘርቅቑ ባእታታት ተዘትዩ

ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ምሕደራ መዝሓሊታትን ብኣኦም ዝዓዩ ናውቲን ንምውሓስ ዝዕላማኡ – ብ19 ለካቲት ኣብ ሚድያን ሆቴል – ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ካብ መንግስታውያንን ብሕታውያንን ትካላት ዝተወከሉ ክኢላታት ዝተሳተፍዎ፡ ናይ...

ኣብ ቃልሲ ‘ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት’ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ

ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቂ-ኣንስትዮን ሃስያ ከውርዱ ዝጸንሑ ጐዳእቲ ልምድታት ንምውጋድ ዝካየድ ጻዕርታት ኣድማዕነት ክህልዎ፡ ውህደት ዝምልከተን ኣካላት ንምርግጋጽ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን ገሊጻ። ሚኒስተር ኣሚና፡ ብ20 ለካቲት...

ሳዋ – መማህራንን ኣለይትን ምምሕዳራዊ ኣስተምህሮ ተዋሂብዎም

ኣብ ሳዋ፡ ጥዕናውን ምምሕዳራውን ኣፍልጦ ኣለይቲ ተማሃሮን መማህራንን ክብ ንምባል ዝዕላማኡ፡ ብቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎን ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎትን ትምህርቲ ተወዲቡ። ኣብ’ቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ሕማም ዓሶ ሳላ ንቕሓት...

Login

Categories