ኣብ ንኡስ ዞባ ሞልቊ፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ዝተኻየደ ጻዕሪን ውጽኢቱን ንምግምጋም ብ25 ለካቲት ዋዕላ ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምምሕዳር ዞባ ጋሽ-ባርካን ሚኒስትሪ ትምህርትን፡ ከምኡ’ውን ወከልቲ ህዝቢ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢን ካልኦት ዝምልከቶምን ዝተሳተፍዎ...
Archive - 2018
ኣብ ኣለቡ ዝርከብ ፋብሪካ ‘ባናቶም’፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ሕርሻ ዘፍረይዎ ኮሚደረ ብምምስራሕ፡ ዘቤታዊ ጠለባት ሳልሳ ንምምላእ ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ፋብሪካ ሌተና ኮሎኔል ተኪኤ ወልዱ ሓቢሩ። እቲ ፋብሪካ፡ ኣብ ፕሮጀክትታት...
ልዕሊ 80 ሚእታዊት ካብ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ካብ 5 ክሳብ 10 ኪሎ-ሜተር ኣብ ዘይርሕቕ ቦታ ኣገልግሎት ጥዕና ይረኽቡ ከምዘለዉ፡ እዚ ድማ ውጽኢት ናይ’ቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብሃገር ደረጃ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ምዃኑ፡ ሓላፊ ጥዕና ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ነርስ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 6, 2018 Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – መጋቢት 6, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 6, 2018 Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV ጉዳይ ኣብ ዘተ – Interview with Prof. Zemenfes Tsighe head of Eritrean Strategic Studies Center Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
ERi-TV ዕላል ጥበባት: ዕላል ምስ ከኢላ ኮምፕዩተር ስምኦን ዑቕባገርግሽ Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
ERi-TV ጩራ ጥዕና – መድሃኒታውያን ኣታኽልቲ – Medicinal Plants – March 5, 208.