Archive - 2018

ኣመሓዳሪ ደ/ቀ/ባሕሪ፡ ምስ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ርክብ ኣካይዱ

ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታን ደቡብ ደንካልያን ምስ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ኣካላት መንግስትን ኣባላት ህግደፍን ርክብ ኣካዪዱ። ናይ ስራሕ ዲስፕሊን፡ ውህደትን ምምልላእን ምስ ተገልገልቲ –...

ናቕፋ – ውጽኢታዊ ህዝባዊ ወፈራታት ይካየድ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ማሬት – ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ካብ መፋርቕ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ኣትሒዙ፡ ኣብ ምህናጽ ራህያን ምጽጋን ጽርግያን ዘተኰረ ኮማዊ ወፈራታት ይካየድ ኣሎ። እቶም ወፋሮ፡ ውሕስነት ማይን መጓዓዝያን ንምርግጋጽን ጸጋታት ከባቢኦም ናብ ረብሓኦም...

ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ-ሳዋ ንጥፈታታ ገምጊማ

ኣብ ሳዋ እትርከብ 2ይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ፡ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ዝመጹ ሓለፍቲ ጨናፍር ሚኒስትሪ ትምህርቲን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ14ን 15ን መጋቢት ዓመታዊ ገምጋም ንጥፈታታ ኣካዪዳ። ርእሰ-መምህር ናይ’ታ ቤት-ትምህርቲ...

Login

Categories