To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – መጋቢት 21, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV ዶክተራት ኣብ ስቱዲዮ – Interview with health professional Mr. Neserab Gebremariam on Eye Problems
ERi-TV ዶክተራት ኣብ ስቱዲዮ – ERi-TV Health Show on Eye Problems with health professional Mr. Neserab Gebremariam – ማህረምቲ ኣብ ዓይኒ – ሓኪም ዓይኒ ኣቶ…
ERi-TV መደብ ካብ ዞባታት: Plantation at Roso Village. ERi-TV ካብ ዞባታት – ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ ዝርከብ ጀራዲን ዓዲ ሮሶ.
ERi-TV ልዝብ መንእሰያት – ማዕርነት ክልተ ጾታ – Gender Equality.
ብምትሕብባር ጨናፍር ሚኒስትሪታት ጥዕናን ትምህርትን ዞባ ማእከል፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝካየድ ጥዕናዊ መርመራታት፡ ኣብ ምልላይ ጸገማት ተመሃሮን ብኣጋ ኣብ ምፍዋሱን ጽቡቕ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ- ትምህርቲ ዝካየድ ዘሎ...
ኣስራሕትን ሰራሕተኛታትን፡ ኣብ ሕጊ ዕዮ ዘለዎም ኣፍልጦ ብምብራኽ ብምልኣት ከተግብርዎ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ጸዊዑ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ዕዮ ኣቶ ወልደኢየሱስ ኤሊሳ፡ ሕጊ ዕዮ ንሰራሕተኛታትን ኣስራሕትን ብምዕሩይ ዓይኒ ጠሚቱ ርጉእ ናይ...
ተመሃሮ፡ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ብዲስፕሊን ክዂስኰሱን ብክብርታት ሕብረተ-ሰቦም ክመላለሱን ዝካየድ ጻዕሪ፡ ብውህደት ኮምን ትካላት ትምህርትን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ዝያዳ ክስራሓሉ፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ...
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 21, 2018.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 21, 2018.