ኣብ ከተማ ከረን፡ ንወነንቲ ሚኒባሳትን ጋራጃትን ኣብ ድሕነት ትራፊክ፡ ኣብ ገልዓሎን ኣፍዓበትን ድማ ንዓበይቲ ዓዲ፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ወነንቲ ትካላትን ተመሃሮን፡ ኣብ ምክልኻል ገበንን በደላትን ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ብ20 መጋቢት ኣብ ከተማ ከረን ኣብ...
Archive - 2018
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝውጠኑ መደባት ብሓፈሻ፡ ንጥዕናን ማሕበራዊ ድሕነትን ዝምልከቱ ድማ ብፍላይ ብኣድማዕነት ንምትግባር፡ ውህደት ኩለን ኣካላት ክዓዝዝ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ብ21 መጋቢት ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ ብ19ን 20ን መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ዝተራእዩ ድኽመታት ብምእላይ ብልጫታት ንምድንፋዕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘትዩ። ኣብ ቀዳማይ ሰሚስተር ትምህርቶም ካብ ዝተኸታተሉ ልዕሊ 200 ሽሕ ተማሃሮ እቶም 81 ሚእታዊት ከምዝሓለፉ...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: መደብ ሕርሻና ነሰስን – ንህብን ጸጋታቱን
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – መጋቢት 27, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 27, 2018.
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 27, 2018.
March 27, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV መደብ ኒሚጎዕ: How Did Gejeret/ገጀረት Get Its Name.
ERi-TV መደብ ደሃይ ኮለጅ: ተማህሮ ዓውደ ትምህርቲ ስነ-ቀመም ወይ ከኣ ኬምስትሪ ኣብ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት – College Chemistry Students
Chemistry students at Eritrea Institute of Technology – Mai Nefhi